1 ነገስት 1:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካህን ጻዶቅን+ በናያ+ ወዲ የሆያዳን ነብዪ ናታንን+ ሺምዒን+ ረዒይን እቶም ጀጋኑ ዳዊትን+ ግና ንኣዶንያ ኣይደገፍዎን። 1 ዜና መዋእል 29:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ታሪኽ ንጉስ ዳዊት ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ፡ ኣብ ቃላት ሳሙኤል እቲ ረኣይን ናታን+ እቲ ነብይን ጋድ+ እቲ ብዓል ራእይን ተጻሒፉ ኣሎ፣