ዘፍጥረት 30:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ድሕርዚ፡ ዚልጳ ገረድ ልያ ንያእቆብ ካልኣይ ወዲ ወለደትሉ። 13 ሽዑ፡ ልያ፡ “ኣዋልድ ብርግጽ ሕጕስቲ ኺብላኒ እየን እሞ፡ ተሓጒሰ”+ ኢላ ስሙ ኣሴር* ኣውጽኣትሉ።+ ዘፍጥረት 49:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 “እንጌራ ኣሴር+ ብዙሕ* ኪኸውን እዩ፣ ንንጉስ ዚበቅዕ ምግቢ እውን ኪህብ እዩ።+
12 ድሕርዚ፡ ዚልጳ ገረድ ልያ ንያእቆብ ካልኣይ ወዲ ወለደትሉ። 13 ሽዑ፡ ልያ፡ “ኣዋልድ ብርግጽ ሕጕስቲ ኺብላኒ እየን እሞ፡ ተሓጒሰ”+ ኢላ ስሙ ኣሴር* ኣውጽኣትሉ።+