ዘሌዋውያን 23:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “‘ካብ ጽባሕ እታ ንመስዋእቲ ውዝወዛ ዚኸውን እንዳእቲ ዘምጻእኩምላ መዓልቲ ሰንበት፡ ሸውዓተ ሰናብቲ ቝጸሩ።+ እዚኣተን ከኣ ምሉኣት ሰሙናት ይኹና። 16 ክሳዕ ጽባሕ እታ ሻውዐይቲ ሰንበት፡ 50 መዓልቲ ቝጸሩ እሞ፡+ ንየሆዋ ሓድሽ መስዋእቲ እኽሊ ኣቕርቡ።+
15 “‘ካብ ጽባሕ እታ ንመስዋእቲ ውዝወዛ ዚኸውን እንዳእቲ ዘምጻእኩምላ መዓልቲ ሰንበት፡ ሸውዓተ ሰናብቲ ቝጸሩ።+ እዚኣተን ከኣ ምሉኣት ሰሙናት ይኹና። 16 ክሳዕ ጽባሕ እታ ሻውዐይቲ ሰንበት፡ 50 መዓልቲ ቝጸሩ እሞ፡+ ንየሆዋ ሓድሽ መስዋእቲ እኽሊ ኣቕርቡ።+