እዝራ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቶም ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ዝነበረ+ እሞ ናብ የሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኡ እተመልሱ+ ኻብ ምርኮ ዝደየቡ ምሩኻት ህዝቢ እቲ ኣውራጃ እዚኣቶም እዮም፣+ እዝራ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ደቂ ጳርዖሽ 2,172፣ ነህምያ 3:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ብድሕሪኡ፡ ጳላል ወዲ ኡዛይ ኣብ መንጽር እቲ ደጋፍ መንደቕን እቲ ኻብ ቤት* ንጉስ ዚወጽእ ግምብን፡+ ኣብቲ ናይ ኣጸድ ሓለውቲ ዝዀነ ላዕለዋይ ክፋል ጸገነ።+ ብድሕሪኡ፡ ጰዳያ ወዲ ጳርዖሽ ነበረ።+
2 እቶም ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ዝነበረ+ እሞ ናብ የሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኡ እተመልሱ+ ኻብ ምርኮ ዝደየቡ ምሩኻት ህዝቢ እቲ ኣውራጃ እዚኣቶም እዮም፣+
25 ብድሕሪኡ፡ ጳላል ወዲ ኡዛይ ኣብ መንጽር እቲ ደጋፍ መንደቕን እቲ ኻብ ቤት* ንጉስ ዚወጽእ ግምብን፡+ ኣብቲ ናይ ኣጸድ ሓለውቲ ዝዀነ ላዕለዋይ ክፋል ጸገነ።+ ብድሕሪኡ፡ ጰዳያ ወዲ ጳርዖሽ ነበረ።+