ግብሪ ሃዋርያት 13:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ከምቲ ኣብ ካልኣይ መዝሙር፡ ‘ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ’ ዚብል እተጻሕፈ፡+ ኣምላኽ ንየሱስ ብምትንሳእ፡ ንዓና ንደቆም ምሉእ ብምሉእ ፈጺሙልና ኣሎ።+ እብራውያን 1:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንኣብነት፡ ኣምላኽ ካብ መላእኽቲ ንመኖም እዩ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ፡”+ ከም ብሓድሽ ከኣ፡ “ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፡ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ”+ ዝበሎ፧ እብራውያን 5:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ከምኡ ድማ ክርስቶስ ባዕሉ ሊቀ ኻህናት ብምዃን ርእሱ ኣየኽበረን፣+ የግዳስ፡ እቲ ብዛዕባኡ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ”+ ዝበለ እዩ ኣኽቢርዎ።
33 ከምቲ ኣብ ካልኣይ መዝሙር፡ ‘ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ’ ዚብል እተጻሕፈ፡+ ኣምላኽ ንየሱስ ብምትንሳእ፡ ንዓና ንደቆም ምሉእ ብምሉእ ፈጺሙልና ኣሎ።+
5 ንኣብነት፡ ኣምላኽ ካብ መላእኽቲ ንመኖም እዩ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ፡”+ ከም ብሓድሽ ከኣ፡ “ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፡ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ”+ ዝበሎ፧