መዝሙር 2:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ትእዛዝ የሆዋ እስከ ኽነግር፣ንሱ ኸምዚ ኢሉኒ፦ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣+ኣነ ሎሚ ወሊደካ።+ ግብሪ ሃዋርያት 13:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ከምቲ ኣብ ካልኣይ መዝሙር፡ ‘ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ’ ዚብል እተጻሕፈ፡+ ኣምላኽ ንየሱስ ብምትንሳእ፡ ንዓና ንደቆም ምሉእ ብምሉእ ፈጺሙልና ኣሎ።+
33 ከምቲ ኣብ ካልኣይ መዝሙር፡ ‘ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ’ ዚብል እተጻሕፈ፡+ ኣምላኽ ንየሱስ ብምትንሳእ፡ ንዓና ንደቆም ምሉእ ብምሉእ ፈጺሙልና ኣሎ።+