መዝሙር 97:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኣቱም ንየሆዋ እተፍቅርዎ፡ ክፍኣት ጽልኡ።+ ንሱ ህይወት* እሙናቱ ይሕሉ፣+ካብ ኢድ እኩያት የናግፎም።+