ዘጸኣት 29:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “ንኣሮንን ንደቁን ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ድንኳን ምርኻብ ኣቕርቦም፣+ ብማይ ድማ ሕጸቦም።+ ዘጸኣት 29:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ዘይቲ ቕብኣት+ ወሲድካ ድማ፡ ኣብ ርእሱ ኣፍሲስካ ቕብኣዮ።+ ምሳሌ 27:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዘይትን ዕጣንን ንልቢ የሐጕሶ፣ካብ ሓቀኛ ምኽሪ* ዚምንጩ ጥዑም ምሕዝነት ከኣ ከምኡ እዩ።+