ኢሳይያስ 1:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “እምበኣር፡ ንዑ እሞ ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ይብል የሆዋ።+ “ሓጢኣትኩም ከም ቀይሕ ዝሕብሩ እኳ እንተ ዀነ፡ከም ውርጪ ጻዕዳ ኪኸውን እዩ፣+ከም ድሙቕ ቀይሕ ክዳን እኳ እንተ ዀነ፡ከም ጸምሪ ኪኸውን እዩ። ግብሪ ሃዋርያት 3:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “እምበኣር፡ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ኺድምሰሰልኩም፡+ ካብ የሆዋ ባዕሉ* ኸኣ እዋን ዕረፍቲ ምእንቲ ኺመጸልኩም፡ ተነስሑን+ ተመለሱን፣+
18 “እምበኣር፡ ንዑ እሞ ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ይብል የሆዋ።+ “ሓጢኣትኩም ከም ቀይሕ ዝሕብሩ እኳ እንተ ዀነ፡ከም ውርጪ ጻዕዳ ኪኸውን እዩ፣+ከም ድሙቕ ቀይሕ ክዳን እኳ እንተ ዀነ፡ከም ጸምሪ ኪኸውን እዩ።