ነህምያ 3:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ብድሕሪኡ፡ ጳላል ወዲ ኡዛይ ኣብ መንጽር እቲ ደጋፍ መንደቕን እቲ ኻብ ቤት* ንጉስ ዚወጽእ ግምብን፡+ ኣብቲ ናይ ኣጸድ ሓለውቲ ዝዀነ ላዕለዋይ ክፋል ጸገነ።+ ብድሕሪኡ፡ ጰዳያ ወዲ ጳርዖሽ ነበረ።+ መሃልየ መሃልይ 7:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ክሳድኪ+ ኸም ግምቢ ስኒ ሓርማዝ እዩ።+ ኣዒንትኺ+ ኸምተን ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገ ባት-ራቢም ዘለዋሓጽብታት ሔስቦን+ እየን። ኣፍንጫኺ ኸምቲ ናብ ደማስቆ ገጹ ዜርኢግምቢ ሊባኖስ እዩ።
25 ብድሕሪኡ፡ ጳላል ወዲ ኡዛይ ኣብ መንጽር እቲ ደጋፍ መንደቕን እቲ ኻብ ቤት* ንጉስ ዚወጽእ ግምብን፡+ ኣብቲ ናይ ኣጸድ ሓለውቲ ዝዀነ ላዕለዋይ ክፋል ጸገነ።+ ብድሕሪኡ፡ ጰዳያ ወዲ ጳርዖሽ ነበረ።+
4 ክሳድኪ+ ኸም ግምቢ ስኒ ሓርማዝ እዩ።+ ኣዒንትኺ+ ኸምተን ኣብ ጥቓ ኣፍ ደገ ባት-ራቢም ዘለዋሓጽብታት ሔስቦን+ እየን። ኣፍንጫኺ ኸምቲ ናብ ደማስቆ ገጹ ዜርኢግምቢ ሊባኖስ እዩ።