መዝሙር 105:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነዚ ንያእቆብ ስርዓት፡ንእስራኤል ድማ ናይ ሓዋሩ ኺዳን ገይሩ ኣቘመሉ፡11 ከምዚ ኢሉ፦ “ብጽሒት ርስትኹም ክትከውን፡+ምድሪ ከነኣን ክህበካ እየ።”+ ኤርምያስ 3:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “በተን መዓልትታት እቲአን፡ ቤት ይሁዳ ምስ ቤት እስራኤል ብሓባር ኪመላለሱ እዮም፣+ ብሓባር ድማ ካብ ምድሪ ሰሜን ናብታ ንኣቦታቶም ርስቲ ገይረ ዝሃብክዎም ምድሪ ኺመጹ እዮም።+
18 “በተን መዓልትታት እቲአን፡ ቤት ይሁዳ ምስ ቤት እስራኤል ብሓባር ኪመላለሱ እዮም፣+ ብሓባር ድማ ካብ ምድሪ ሰሜን ናብታ ንኣቦታቶም ርስቲ ገይረ ዝሃብክዎም ምድሪ ኺመጹ እዮም።+