ኤርምያስ 30:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ከድሕነካስ ምሳኻ እየ” ይብል የሆዋ። “ንዅሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ኣህዛብ ደኣ ኸጽንት እየ፣+ንዓኻ ግና ኣይከጽንተካን እየ።+ ብልክዕ ክግስጸካ* እየ እምበር፡ከይቀጻዕኩስ ኣይክሓድገካን እየ።”+ ኣሞጽ 9:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ‘እንሆ፡ ኣዒንቲ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕሊ እታ ሓጥእ መንግስቲ እየን፣ንሱ ኸኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኼጥፍኣ እዩ።+ ግናኸ፡ ንቤት ያእቆብ ጠሪሰ ኣይከጥፍኦን እየ’+ ይብል የሆዋ።
11 “ከድሕነካስ ምሳኻ እየ” ይብል የሆዋ። “ንዅሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ኣህዛብ ደኣ ኸጽንት እየ፣+ንዓኻ ግና ኣይከጽንተካን እየ።+ ብልክዕ ክግስጸካ* እየ እምበር፡ከይቀጻዕኩስ ኣይክሓድገካን እየ።”+
8 ‘እንሆ፡ ኣዒንቲ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕሊ እታ ሓጥእ መንግስቲ እየን፣ንሱ ኸኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኼጥፍኣ እዩ።+ ግናኸ፡ ንቤት ያእቆብ ጠሪሰ ኣይከጥፍኦን እየ’+ ይብል የሆዋ።