2 ዜና መዋእል 36:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+ ኤርምያስ 50:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ህዝቢ እስራኤልሲ ፋሕ ዝበሉ ኣባጊዕ እዮም።+ ኣናብስ በቲኖምዎም እዮም።+ ቅድም፡ ንጉስ ኣሶር በሊዕዎም፣+ ድሕሪኡ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንኣዕጽምቶም ቈራጢምዎ።+
17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+
17 “ህዝቢ እስራኤልሲ ፋሕ ዝበሉ ኣባጊዕ እዮም።+ ኣናብስ በቲኖምዎም እዮም።+ ቅድም፡ ንጉስ ኣሶር በሊዕዎም፣+ ድሕሪኡ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንኣዕጽምቶም ቈራጢምዎ።+