-
2 ነገስት 17:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ንጉስ ኣሶር ግና፡ ሆሼዓ ኣብ ውዲት ኢዱ ኸም ዘእተወ ፈለጠ፣ ከመይሲ፡ ንሱ ናብ ሶእ ንጉስ ግብጺ ልኡኻት ልኢኹ ነበረ፡+ ንንጉስ ኣሶር ከኣ ከምተን ዝቐደማ ዓመታት ኣይገበረሉን። ስለዚ፡ ንጉስ ኣሶር ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓጸዎን ኣሰሮን።
-
-
ኤርምያስ 37:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 “የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ነቲ ኽትሓትቱኒ ዝለኣኸኩም ንጉስ ይሁዳ ኸምዚ በልዎ፦ “እንሆ፡ እቲ ኺረድኣኩም ኢሉ ዚመጽእ ዘሎ ሰራዊት ፈርኦን ናብ ምድሩ ናብ ግብጺ ኺምለስ እዩ።+
-