መዝሙር 102:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንዓኣ ሞገስካ እተርእየሉ ግዜ፡+እቲ ምዱብ ግዜ በጺሑ እዩ እሞ፡+ብርግጽ ክትትንስእን ንጽዮን ክትምሕራን ኢኻ።+ ኤርምያስ 33:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ‘እንሆ፡ ክፍውሳን ከጥዕያን እየ።+ ከሕውዮም፡ ብዙሕ ሰላምን ሓቅን ድማ ክገልጸሎም እየ።+ 7 ንምሩኻት ይሁዳን ንምሩኻት እስራኤልን ከኣ ክመልስ እየ፣+ ከም ኣብ መጀመርታ ድማ ክሃንጾም እየ።+
6 ‘እንሆ፡ ክፍውሳን ከጥዕያን እየ።+ ከሕውዮም፡ ብዙሕ ሰላምን ሓቅን ድማ ክገልጸሎም እየ።+ 7 ንምሩኻት ይሁዳን ንምሩኻት እስራኤልን ከኣ ክመልስ እየ፣+ ከም ኣብ መጀመርታ ድማ ክሃንጾም እየ።+