ኢሳይያስ 63:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንሳቶም ግና ዓለዉ፡+ ንመንፈስ ቅዱሱ ኸኣ ኣጕሃይዎ።+ ንሱ ድማ ጸላኢኦም ኰነ፣+ንዓታቶም እውን ተዋግኦም።+ ህዝቅኤል 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ከምዚ ኸኣ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ናብ ህዝቢ እስራኤል፡ ናብቶም ካባይ ዝዓለዉ ዓለውቲ ኣህዛብ+ እልእከካ ኣለኹ።+ ንሳቶምን ኣቦታቶምን ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣብ ቅድመይ ኣቢሶም እዮም።+
3 ከምዚ ኸኣ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ናብ ህዝቢ እስራኤል፡ ናብቶም ካባይ ዝዓለዉ ዓለውቲ ኣህዛብ+ እልእከካ ኣለኹ።+ ንሳቶምን ኣቦታቶምን ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣብ ቅድመይ ኣቢሶም እዮም።+