ኢሳይያስ 44:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንኣበሳኻ ኸም ብደበና፡ንሓጢኣትካ እውን ከም ብብርቱዕ ደበና ኽድምስሶ እየ።+ ኣነ ኽብጀወካ እየ እሞ፡ ናባይ ተመለስ።+ ኤርምያስ 31:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ ‘ንየሆዋ ፍለጦ’+ ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ” ይብል የሆዋ። “ከመይሲ፡ ስሕተቶም ይቕረ ኽብል፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።”+ ሚክያስ 7:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 መሊሱ ኺምሕረና፡+ ንስሕተትና ኸኣ ኪስዕሮ* እዩ። ንዅሉ ሓጢኣቶም ናብ መዓሙቝ ባሕሪ ኽትድርብዮ ኢኻ።+
34 “ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ ‘ንየሆዋ ፍለጦ’+ ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ” ይብል የሆዋ። “ከመይሲ፡ ስሕተቶም ይቕረ ኽብል፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።”+