ኦብድያ 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 በታ መዓልቲ ጥፍኣቶም፡ ብኣፍ ደገ ህዝበይ ክትኣቱ፡+በታ መዓልቲ ጥፍኣቱ፡ ብመዓቱ ኽትድሰት፡በታ መዓልቲ ጥፍኣቱ ድማ፡ ኢድካ ናብ ሃብቱ ኽትዝርግሕሲ ግቡእ ኣይኰነን።+
13 በታ መዓልቲ ጥፍኣቶም፡ ብኣፍ ደገ ህዝበይ ክትኣቱ፡+በታ መዓልቲ ጥፍኣቱ፡ ብመዓቱ ኽትድሰት፡በታ መዓልቲ ጥፍኣቱ ድማ፡ ኢድካ ናብ ሃብቱ ኽትዝርግሕሲ ግቡእ ኣይኰነን።+