እያሱ 17:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እያሱ ኸኣ ንቤት ዮሴፍ፡ ንኤፍሬምን ንምናሴን፡ “ንስኻ ብዙሕ ህዝቢ ኢኻ፡ ዓብዪ ሓይሊ እውን ኣሎካ። ሓደ ዕጫ ጥራይ ክትረክብ የብልካን፣+ 18 እቲ ኣኽራን እውን ንዓኻ ይኹን።+ ዱር እኳ እንተ ዀነ፡ ልበዶ እሞ፡ ዶብካ ዜብቅዓሉ ኪኸውን እዩ። እቶም ከነኣናውያን ሓያላት እኳ እንተ ዀኑ፡ ማዕጺድ ሓጺን ዘለዎ ሰረገላታት* እውን እንተ ኣለዎም፡ ስጐጎም” በሎም።+
17 እያሱ ኸኣ ንቤት ዮሴፍ፡ ንኤፍሬምን ንምናሴን፡ “ንስኻ ብዙሕ ህዝቢ ኢኻ፡ ዓብዪ ሓይሊ እውን ኣሎካ። ሓደ ዕጫ ጥራይ ክትረክብ የብልካን፣+ 18 እቲ ኣኽራን እውን ንዓኻ ይኹን።+ ዱር እኳ እንተ ዀነ፡ ልበዶ እሞ፡ ዶብካ ዜብቅዓሉ ኪኸውን እዩ። እቶም ከነኣናውያን ሓያላት እኳ እንተ ዀኑ፡ ማዕጺድ ሓጺን ዘለዎ ሰረገላታት* እውን እንተ ኣለዎም፡ ስጐጎም” በሎም።+