-
እዝራ 9:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ከምዚ ኸኣ በልኩ፦ “ኦ ኣምላኸይ፡ ስሕተትና ኣብ ልዕሊ ርእስና በዚሑ፡ በደልና እውን ክሳዕ ሰማያት ተዀሚሩ እዩ እሞ፡ ኦ ኣምላኸይ፡ ገጸይ ናባኻ ምልዓል ኣሕፊሩንን ኣሕኒኹንን ኣሎ።+
-
-
ሆሴእ 9:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 “ንእስራኤል ኣብ በረኻ ኸም ዚርከብ ወይኒ ረኺበዮ።+
ንኣቦታትኩም ኣብ ኦም በለስ ከም ዚርከብ መጀመርታ ቐዳማይ በለስ ርእየዮም።
-