እዮብ 12:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ድንኳናት ከተርቲ ብሰላም ይነብር ኣሎ፣+እቶም ንኣምላኽ ዜቘጥዕዎ፡እቶም ኣምላኾም ኣብ ኣእዳዎም ዝሓዙ፡ ደሓን ረኺቦም ኣለዉ።+ መዝሙር 12:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ደቂ ሰብ እከይ ስለ ዜስፋሕፍሑ፡እኩያት ብዘይ ቀይዲ ይዞሩ።+ መክብብ 8:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣብ ልዕሊ ኽፉእ ተግባር እተፈርደ ፍርዲ ቐልጢፉ ምስ ዘይፍጸም፡+ ልቢ ሰብ ክፉእ ንምግባር ይደፍር እዩ።+ ኢሳይያስ 1:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 እታ እምንቲ ኸተማስ+ ከመይ ኰን ኣመንዝራ ዀነት!+ ፍትሒ ዝመልኣ ነበረት፣+ጽድቂ ድማ ኣብኣ ትሓድር ነበረት፣+ሕጂ ግና፡ ቀተልቲ ነፍሲ።+ ግብሪ ሃዋርያት 7:52, 53 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 ካብ ነብያትከ ኣቦታትኩም ዘይሰጐጕዎ መን እዩ፧+ እወ፡ ነቶም ብዛዕባ ምምጻእ እቲ ጻድቕ ኣቐዲሞም ዝነገሩ ቐቲሎምዎም፣+ ሕጂ እውን ንስኻትኩም ንዕኡ ኣሕሊፍኩም ወሃብቱን ቀተልቱን ኴንኩም።+ 53 ነቲ ብመላእኽቲ እተመሓላለፈ ሕጊ እተቐበልኩም+ ክነስኹምሲ፡ ኣይሓሎኹምዎን።”
52 ካብ ነብያትከ ኣቦታትኩም ዘይሰጐጕዎ መን እዩ፧+ እወ፡ ነቶም ብዛዕባ ምምጻእ እቲ ጻድቕ ኣቐዲሞም ዝነገሩ ቐቲሎምዎም፣+ ሕጂ እውን ንስኻትኩም ንዕኡ ኣሕሊፍኩም ወሃብቱን ቀተልቱን ኴንኩም።+ 53 ነቲ ብመላእኽቲ እተመሓላለፈ ሕጊ እተቐበልኩም+ ክነስኹምሲ፡ ኣይሓሎኹምዎን።”