ዘፍጥረት 25:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሆዋ ኸኣ፡ “ኣብ ማሕጸንኪ ኽልተ ህዝቢ ኣለዉ፣+ ካብ ከርስኺ እውን ክልተ ህዝቢ ኺፈላለዩ እዮም።+ እቲ ሓደ ህዝቢ ኻብቲ ኻልእ ህዝቢ ኺብርትዕ እዩ፣+ እቲ ዓብዪ ድማ ነቲ ንእሽቶ ኺግዝኦ እዩ”+ በላ።
23 የሆዋ ኸኣ፡ “ኣብ ማሕጸንኪ ኽልተ ህዝቢ ኣለዉ፣+ ካብ ከርስኺ እውን ክልተ ህዝቢ ኺፈላለዩ እዮም።+ እቲ ሓደ ህዝቢ ኻብቲ ኻልእ ህዝቢ ኺብርትዕ እዩ፣+ እቲ ዓብዪ ድማ ነቲ ንእሽቶ ኺግዝኦ እዩ”+ በላ።