1 ቈረንቶስ 1:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ከመይሲ፡ “ጥበብ እቶም ጥበበኛታት ከጥፍእ እየ፣ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲ እውን ክነጽግ እየ” ዚብል ተጻሒፉ እዩ።+ 20 ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ጸሓፊ* ኣበይ ኣሎ፧ ተማጓቲ እዚ ስርዓት* እዚ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሽነት ኣይገበሮን እዩ፧ 1 ቈረንቶስ 3:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ከመይሲ፡ “ንጥበበኛታት ብጕርሖም ይሕዞም” ዚብል ተጻሒፉ እዩ እሞ፡+ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ኣምላኽ ዕሽነት እያ። 20 “የሆዋ፡* ሓሳብ እቶም ጥበበኛታት ከንቱ ምዃኑ ይፈልጦ እዩ” ዚብል እውን ኣሎ።+ 2 ጢሞቴዎስ 2:24, 25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ባርያ ጐይታስ ንዅሉ ልኡም፡*+ ንምስትምሃር ብቑዕ፡ ኪብደል ከሎ ርእሱ ዚገትእ+ ኪኸውን ይግብኦ እምበር፡ ኪብኣስ ኣይግብኦን እዩ፣ 25 ነቶም ተጻረርቲ እውን ብልእመት ኪምህሮም ይግባእ።+ ምናልባት ኣምላኽ ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ዚመርሕ ንስሓ ይህቦም+
19 ከመይሲ፡ “ጥበብ እቶም ጥበበኛታት ከጥፍእ እየ፣ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲ እውን ክነጽግ እየ” ዚብል ተጻሒፉ እዩ።+ 20 ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ጸሓፊ* ኣበይ ኣሎ፧ ተማጓቲ እዚ ስርዓት* እዚ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሽነት ኣይገበሮን እዩ፧
19 ከመይሲ፡ “ንጥበበኛታት ብጕርሖም ይሕዞም” ዚብል ተጻሒፉ እዩ እሞ፡+ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ኣምላኽ ዕሽነት እያ። 20 “የሆዋ፡* ሓሳብ እቶም ጥበበኛታት ከንቱ ምዃኑ ይፈልጦ እዩ” ዚብል እውን ኣሎ።+
24 ባርያ ጐይታስ ንዅሉ ልኡም፡*+ ንምስትምሃር ብቑዕ፡ ኪብደል ከሎ ርእሱ ዚገትእ+ ኪኸውን ይግብኦ እምበር፡ ኪብኣስ ኣይግብኦን እዩ፣ 25 ነቶም ተጻረርቲ እውን ብልእመት ኪምህሮም ይግባእ።+ ምናልባት ኣምላኽ ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ዚመርሕ ንስሓ ይህቦም+