ምሳሌ 11:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ብሃብቱ ዚእመን ይወድቕ፣+ጻድቃን ግና ከም ኣቝጽልቲ ይለምዑ።+ ሉቃስ 6:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 “ኣቱም ሃብታማት ግና፡ ምጽንናዕኩም ብምሉኡ ረኺብኩም ኢኹም እሞ+፡ ወይለኹም።+ ሉቃስ 18:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” በለ።+