መዝሙር
ናይ ዳዊት ጸሎት።
2 ፍትሓዊ ፍርዲ ፍረደለይ፣+
ኣዒንትኻ ኸኣ ቅኑዕ ይርኣያ።
4 ብዛዕባ ተግባራት ሰብሲ፡
ከም ቃል ከናፍርካ፡ ካብ መገድታት ከተርቲ ርሒቐ።+
6 ኦ ኣምላኽ፡ ክትምልሰለይ ኢኻ እሞ፡ እጽውዓካ ኣለኹ።+
12 ጸላእየይ ከምቲ ንግዳዩ ኺሰላልዕ ዚህንጠ ኣንበሳ፡
ከምቲ ተዀርምዩ ዜድቢ ሽደን ኣንበሳ እዩ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።
ናይ ዳዊት ጸሎት።
2 ፍትሓዊ ፍርዲ ፍረደለይ፣+
ኣዒንትኻ ኸኣ ቅኑዕ ይርኣያ።
4 ብዛዕባ ተግባራት ሰብሲ፡
ከም ቃል ከናፍርካ፡ ካብ መገድታት ከተርቲ ርሒቐ።+
6 ኦ ኣምላኽ፡ ክትምልሰለይ ኢኻ እሞ፡ እጽውዓካ ኣለኹ።+
12 ጸላእየይ ከምቲ ንግዳዩ ኺሰላልዕ ዚህንጠ ኣንበሳ፡
ከምቲ ተዀርምዩ ዜድቢ ሽደን ኣንበሳ እዩ።