መዝሙር መዝሙር ምድያብ። 126 የሆዋ ንምሩኻት ጽዮን ምስ መለሶም፡+ንሓልም ዘለና መሲሉና ነይሩ። 2 ሽዑ፡ ኣፍና ብሰሓቕ፡ልሳንና ድማ ብእልልታ መሊኡ።+ ሽዑ፡ ኣህዛብ፡“የሆዋ ንዓታቶም ዓብዪ ነገር ገይሩሎም” ተባሃሂሎም።+ 3 የሆዋ ዓብዪ ነገር ገይሩልና፣+ንሕና ኸኣ ተሓጒስና። 4 ኦ የሆዋ፡ ከም ወሓይዝ ነጌብ* ጌርካንምሩኻትና ምለሶም። 5 እቶም ብንብዓት ዚዘርኡ፡ብእልልታ ኺዓጽዱ እዮም። 6 እቲ ኸረጺት ዘርኢ ተሰኪሙብብኽያት ዚወፍር፡እንዳእቱ ተሰኪሙብርግጽ ብእልልታ ኺምለስ እዩ።+