መዝሙር መዝሙር ምድያብ። ናይ ዳዊት። 133 እንሆ፡ ኣሕዋት ብሓድነት ሓቢሮም ኪቕመጡስ፡ክንደይ ሰናይን ባህ ዜብልን እዩ!+ 2 ከምቲ ኣብ ርእሲ ዝፈሰሰ እሞ፡ናብ ጭሕሚ፡ናብ ጭሕሚ ኣሮን ዚወርድ፡ናብ ክሳድ ክዳኑ ድማ ዚወርድ ጽቡቕ ዘይቲ እዩ።+ 3 ከምቲ ኣብ ኣኽራን ጽዮን ዚወርድ+ኣውሊ ሄርሞን እዩ።+ ኣብኡ ኸኣ የሆዋ በረኸቱ፡ናይ ዘለኣለም ህይወት፡ ኣዚዙ እዩ።