መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ 1 ዜና መዋእል ትሕዝቶ 1 ካብ ኣዳም ክሳዕ ኣብርሃም (1-27) ደቂ ኣብርሃም (28-37) ኤዶማውያንን ነገስታቶምን ሹማምንቶምን (38-54) 2 ዓሰርተው ክልተ ደቂ እስራኤል (1, 2) ደቂ ይሁዳ (3-55) 3 ደቂ ዳዊት (1-9) ሓረግ መንግስቲ ዳዊት (10-24) 4 ካልኦት ደቂ ይሁዳ (1-23) ያዕቤጽን ጸሎቱን (9, 10) ደቂ ስምኦን (24-43) 5 ደቂ ሮቤል (1-10) ደቂ ጋድ (11-17) ሃግራውያን ተሳዕሩ (18-22) ፍርቂ ነገድ ምናሴ (23-26) 6 ደቂ ሌዊ (1-30) ዘመርቲ ቤተ መቕደስ (31-47) ደቂ ኣሮን (48-53) ሰፈራት ሌዋውያን (54-81) 7 ደቂ ይሳኮር (1-5)፡ ደቂ ብንያም (6-12)፡ ደቂ ንፍታሌም (13)፡ ደቂ ምናሴ (14-19)፡ ደቂ ኤፍሬም (20-29)፡ ደቂ ኣሴር (30-40) 8 ደቂ ብንያም (1-40) መስመር ወለዶ ሳኦል (33-40) 9 ካብ ምርኮ ምስ ተመልሱ እተመዝገበ ወለዶ (1-34) መስመር ወለዶ ሳኦል ተደግመ (35-44) 10 ሞት ሳኦልን ደቁን (1-14) 11 ኵሎም እስራኤላውያን ንዳዊት ንጉስ ኪኸውን ቀብእዎ (1-3) ዳዊት ንጽዮን ሓዛ (4-9) ጀጋኑ ዳዊት (10-47) 12 ደገፍቲ ንግስና ዳዊት (1-40) 13 እቲ ታቦት ካብ ቂርያት-የዓሪም ደየበ (1-14) ዑዛ ተቐዝፈ (9, 10) 14 ንግስና ዳዊት ጸንዐ (1, 2) ስድራ ቤት ዳዊት (3-7) ፍልስጥኤማውያን ተሳዕሩ (8-17) 15 ሌዋውያን ነቲ ታቦት ናብ የሩሳሌም ኣደየብዎ (1-29) ሚካል ንዳዊት ነዓቐቶ (29) 16 እቲ ታቦት ኣብ ድንኳን ተነብረ (1-6) ዳዊት ዝዘመሮ መዝሙር ምስጋና (7-36) “የሆዋ ነጊሱ!” (31) ኣብ ቅድሚ እቲ ታቦት ዚቐርብ ኣገልግሎት (37-43) 17 ዳዊት ቤተ መቕደስ ከም ዘይሃንጽ ተነግሮ (1-6) ምስ ዳዊት እተኣትወ ኺዳን መንግስቲ (7-15) ዳዊት ዝጸለዮ ጸሎት ምስጋና (16-27) 18 ዓወታት ዳዊት (1-13) ምምሕዳር ዳዊት (14-17) 19 ዓሞናውያን ንልኡኻት ዳዊት ኣዋረድዎም (1-5) ኣብ ልዕሊ ዓሞንን ሶርያን እተረኽበ ዓወት (6-19) 20 ራባ ተታሕዘት (1-3) ንጉዓት ፍልስጥኤማውያን ተቐትሉ (4-8) 21 ዳዊት ዝገበሮ ዘይግቡእ ቈጸራ ህዝቢ (1-6) ካብ የሆዋ ዝመጸ መቕጻዕቲ (7-17) ዳዊት መሰውኢ ሰርሐ (18-30) 22 ዳዊት ነታ ቤተ መቕደስ ዝገበሮ ምድላዋት (1-5) ዳዊት ንሰሎሞን መምርሒ ሃቦ (6-16) መሳፍንቲ ንሰሎሞን ኪሕግዝዎ ትእዛዝ ተዋህቦም (17-19) 23 ዳዊት ንሌዋውያን ወደቦም (1-32) ኣሮንን ደቁን ተፈልዩ (13) 24 ዳዊት ንኻህናት ኣብ 24 ክፍሊ ወደቦም (1-19) ካልእ ዕዮታት ሌዋውያን (20-31) 25 ኣብ ቤት ኣምላኽ ዜገልግሉ ሙዚቀኛታትን ዘመርትን (1-31) 26 ክፍልታት እቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ (1-19) ተሓዝቲ መዛግብትን ካልኦት ሰበ ስልጣንን (20-32) 27 ንንጉስ ዜገልግሉ ሰበ ስልጣን (1-34) 28 ዳዊት ብዛዕባ ህንጸት ቤተ መቕደስ እተዛረቦ ዘረባ (1-8) ንሰሎሞን እተዋህበ መምርሒ፣ ንድፊ ተዋህቦ (9-21) 29 ነታ ቤተ መቕደስ ዚኸውን ወፈያታት (1-9) ጸሎት ዳዊት (10-19) እቲ ህዝቢ ተሓጐሰ፣ ንግስና ሰሎሞን (20-25) ሞት ዳዊት (26-30)