ለ5
ማሕደርን ሊቀ ኻህናትን
መዋቕርን ኣቕሑን ማሕደር
1 ታቦት (ዘጸ 25:10-22፣ 26:33)
2 መጋረጃ (ዘጸ 26:31-33)
3 ዓንዲ መጋረጃ (ዘጸ 26:31, 32)
4 ቅድስቲ (ዘጸ 26:33)
5 ቅድስተ ቕዱሳን (ዘጸ 26:33)
6 መጋረዲ (ዘጸ 26:36)
7 ዓንዲ መጋረዲ (ዘጸ 26:37)
8 ካብ ነሓሲ እተገብረ ዚስኵዓሉ መቘሚ (ዘጸ 26:37)
9 መሰውኢ ዕጣን (ዘጸ 30:1-6)
10 ሰደቓ እንጌራ ምርኣይ (ዘጸ 25:23-30፣ 26:35)
11 ቀዋሚ ቐንዴል (ዘጸ 25:31-40፣ 26:35)
12 ካብ በፍታ እተገብረ ዓለባ ድንኳን (ዘጸ 26:1-6)
13 ካብ ጸጕሪ ጤል እተገብረ ዓለባ ድንኳን (ዘጸ 26:7-13)
14 ካብ ቈራብቲ ድዑል እተገብረ መኽደኒ (ዘጸ 26:14)
15 ካብ ቈራብቲ ታሓሽ እተገብረ መኽደኒ (ዘጸ 26:14)
16 መቓን ሉሕ (ዘጸ 26:15-18, 29)
17 ካብ ብሩር እተገብረ መቓን ሉሕ ዚስኵዓሉ መቘሚ (ዘጸ 26:19-21)
18 ተገዳም (ዘጸ 26:26-29)
19 ካብ ብሩር እተገብረ ዚስኵዓሉ መቘሚ (ዘጸ 26:32)
20 ገበራ ነሓሲ (ዘጸ 30:18-21)
21 መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ (ዘጸ 27:1-8)
22 ኣጸድ (ዘጸ 27:17, 18)
23 ኣፍ ደገ (ዘጸ 27:16)
24 ካብ በፍታ እተገብረ መኸወሊታት (ዘጸ 27:9-15)
ሊቀ ኻህናት
ዘጸኣት ምዕራፍ 28፡ ክዳውንቲ ሊቀ ኻህናት እስራኤል ብዝርዝር ትገልጽ