-
እዮብ 31:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 እምንቶይ ኣብ ወርቂ እንተ ገይረ፡
ንጽሩይ ወርቂ፡ ‘ውሕስነተይ ኢኻ!’ እንተ ኢለዮ፡+
-
እዮብ 31:28መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
28 በዚ ኸምዚ ንናይ ሓቂ ኣምላኽ ምኸሓድክዎ እሞ፡
እዚ ብፈራዶ ዜቕጽዕ ስሕተት ምዀነ።
-
-
-