ነህምያ 6:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሳንባላጥን ጦብያን+ ጌሸም እቲ ዓረብን+ እቶም ዝተረፉ ጸላእትናን፡ ነቲ መካበብያ ዳግም ከም ዝሃነጽክዎ፡+ ካብቲ ፍራሳት ከኣ ገለ ኸም ዘይተረፈ ምስ ሰምዑ፡ (ዋላ እኳ ኽሳዕ እታ ግዜ እቲኣ፡ ኣብቲ ኣፍ ደገታት መዓጹ እንተ ዘየቘምኩ፡)+ ኣሞጽ 9:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነታ ዝወደቐት ዳስ* ዳዊት ከተንስኣ፡+ፍሩሳታ* ኽጽግን፡ዑናታታ እውን ከዐሪ እየ፣ከምቲ ብዘመን ጥንቲ ዝነበረቶ ገይረ ዳግም ክሃንጻ እየ፣+ ኣሞጽ 9:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤል ክመልሶም እየ፣+ንሳቶም ድማ ነተን ዝባደማ ኸተማታት ዳግም ሃኒጾም ኪነብርወን እዮም፣+ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ፡ ወይኖም ከኣ ኪሰትዩ፡+ስፍራ ኣታኽልቲ ኺገብሩ፡ ፍሪኡ ድማ ኪበልዑ እዮም።’+
6 ሳንባላጥን ጦብያን+ ጌሸም እቲ ዓረብን+ እቶም ዝተረፉ ጸላእትናን፡ ነቲ መካበብያ ዳግም ከም ዝሃነጽክዎ፡+ ካብቲ ፍራሳት ከኣ ገለ ኸም ዘይተረፈ ምስ ሰምዑ፡ (ዋላ እኳ ኽሳዕ እታ ግዜ እቲኣ፡ ኣብቲ ኣፍ ደገታት መዓጹ እንተ ዘየቘምኩ፡)+
11 ‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነታ ዝወደቐት ዳስ* ዳዊት ከተንስኣ፡+ፍሩሳታ* ኽጽግን፡ዑናታታ እውን ከዐሪ እየ፣ከምቲ ብዘመን ጥንቲ ዝነበረቶ ገይረ ዳግም ክሃንጻ እየ፣+ ኣሞጽ 9:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤል ክመልሶም እየ፣+ንሳቶም ድማ ነተን ዝባደማ ኸተማታት ዳግም ሃኒጾም ኪነብርወን እዮም፣+ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ፡ ወይኖም ከኣ ኪሰትዩ፡+ስፍራ ኣታኽልቲ ኺገብሩ፡ ፍሪኡ ድማ ኪበልዑ እዮም።’+
14 ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤል ክመልሶም እየ፣+ንሳቶም ድማ ነተን ዝባደማ ኸተማታት ዳግም ሃኒጾም ኪነብርወን እዮም፣+ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ፡ ወይኖም ከኣ ኪሰትዩ፡+ስፍራ ኣታኽልቲ ኺገብሩ፡ ፍሪኡ ድማ ኪበልዑ እዮም።’+