ኢሳይያስ 30:30, 31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 የሆዋ ኸኣ ነቲ ግርማዊ ድምጹ+ ኼስምዕ እዩ፣ቅልጽሙ+ ብረስኒ ቝጥዓ፡+ብሃልሃልታ ዚባላዕ ሓውን+ብብርቱዕ ዝናምን+ ብሃጽፍን ብበረድን ኣውሪዱ ኼርኢ እዩ።+ 31 ብድምጺ የሆዋስ ኣሶር ብሽበራ ኺውቃዕ እዩ፣+ብበትሪ ኺወቕዖ እዩ።+
30 የሆዋ ኸኣ ነቲ ግርማዊ ድምጹ+ ኼስምዕ እዩ፣ቅልጽሙ+ ብረስኒ ቝጥዓ፡+ብሃልሃልታ ዚባላዕ ሓውን+ብብርቱዕ ዝናምን+ ብሃጽፍን ብበረድን ኣውሪዱ ኼርኢ እዩ።+ 31 ብድምጺ የሆዋስ ኣሶር ብሽበራ ኺውቃዕ እዩ፣+ብበትሪ ኺወቕዖ እዩ።+