ዘፍጥረት 49:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሺሎ* ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ካብ ይሁዳ ዘንጊ፡ ካብ መንጎ ኣእጋሩ ኸኣ በትሪ ኣዛዚ ኣይኪፍለን እዩ፣+ ተኣዛዝነት ህዝብታት ናቱ እዩ።+ መዝሙር 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ኣነ ኣብ ጽዮን፡+ ኣብ ቅዱስ ከረነይ፡ንጉሰይ ሸይመ ኣለኹ” ይብል።+ ኢሳይያስ 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+ወዲ ተዋሂቡና፣ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+ ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ። ኤርምያስ 23:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+ ሉቃስ 1:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡+ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣+ የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣+
6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+ወዲ ተዋሂቡና፣ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+ ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ።
5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+