2 ነገስት 15:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ብዘመን ጴቃሕ ንጉስ እስራኤል፡ ቲግላት-ጲሌሰር+ ንጉስ ኣሶር ወሪሩ ንዒዮንን ንኣቤል-ቤት-ማዓካን+ ንያኖኣን ንቀደሽን+ ንሓጾርን ንጊልዓድን+ ንገሊላን፡ ንዅላ ምድሪ ንፍታሌም፡+ ሓዘን፣ ነቶም ነበርተን ድማ ናብ ኣሶር ማረኾም።+ 2 ነገስት 18:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንጉስ ኣሶር ድማ ንእስራኤል ናብ ኣሶር ማረኾም፣+ ኣብ ሓላሕን ኣብ ሓቦር ኣብ ፈለግ ጎዛንን ኣብ ከተማታት ሜዶናውያንን ከኣ ኣስፈሮም።+ ኤርምያስ 50:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ህዝቢ እስራኤልሲ ፋሕ ዝበሉ ኣባጊዕ እዮም።+ ኣናብስ በቲኖምዎም እዮም።+ ቅድም፡ ንጉስ ኣሶር በሊዕዎም፣+ ድሕሪኡ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንኣዕጽምቶም ቈራጢምዎ።+
29 ብዘመን ጴቃሕ ንጉስ እስራኤል፡ ቲግላት-ጲሌሰር+ ንጉስ ኣሶር ወሪሩ ንዒዮንን ንኣቤል-ቤት-ማዓካን+ ንያኖኣን ንቀደሽን+ ንሓጾርን ንጊልዓድን+ ንገሊላን፡ ንዅላ ምድሪ ንፍታሌም፡+ ሓዘን፣ ነቶም ነበርተን ድማ ናብ ኣሶር ማረኾም።+
17 “ህዝቢ እስራኤልሲ ፋሕ ዝበሉ ኣባጊዕ እዮም።+ ኣናብስ በቲኖምዎም እዮም።+ ቅድም፡ ንጉስ ኣሶር በሊዕዎም፣+ ድሕሪኡ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንኣዕጽምቶም ቈራጢምዎ።+