ኤፌሶን 1:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ማለት ቅዱስ ምስጢር ፍቓዱ ኣፍሊጡና እዩ።+ ከምቲ ብፍታዉ ንሱ ባዕሉ ዝዓለሞ፡ 10 እቲ ምዱብ ግዜያት ምስ ኣኸለ ንምምሕዳር፡* ማለት ኣብ ሰማያት ዘሎን ኣብ ምድሪ ዘሎን ኵሉ ኣብ ክርስቶስ ምእንቲ ኺጥቕልል እዩ።+ እወ፡ ብእኡ፡ ቈሎሴ 1:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 እዚ ኸኣ ካብ ዝሓለፈ ስርዓታትን*+ ካብ ውሉድ ወለዶን ተሰዊሩ ዝነበረ ቕዱስ ምስጢር እዩ።+ ሕጂ ግና፡ ንቕዱሳት ተገሊጹ ኣሎ፣+ 27 ኣምላኽ ንዓታቶም ነቲ ኽቡር ሃብቲ እዚ ቕዱስ ምስጢር+ እዚ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኬፍልጦም ፈትዩ እዩ፣ እዚ ድማ እቲ ምሳኻትኩም ሓድነት ዘለዎ ክርስቶስ፡ ንኽብሩ እውን ዘሎኩም ተስፋ እዩ።+
9 ማለት ቅዱስ ምስጢር ፍቓዱ ኣፍሊጡና እዩ።+ ከምቲ ብፍታዉ ንሱ ባዕሉ ዝዓለሞ፡ 10 እቲ ምዱብ ግዜያት ምስ ኣኸለ ንምምሕዳር፡* ማለት ኣብ ሰማያት ዘሎን ኣብ ምድሪ ዘሎን ኵሉ ኣብ ክርስቶስ ምእንቲ ኺጥቕልል እዩ።+ እወ፡ ብእኡ፡
26 እዚ ኸኣ ካብ ዝሓለፈ ስርዓታትን*+ ካብ ውሉድ ወለዶን ተሰዊሩ ዝነበረ ቕዱስ ምስጢር እዩ።+ ሕጂ ግና፡ ንቕዱሳት ተገሊጹ ኣሎ፣+ 27 ኣምላኽ ንዓታቶም ነቲ ኽቡር ሃብቲ እዚ ቕዱስ ምስጢር+ እዚ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኬፍልጦም ፈትዩ እዩ፣ እዚ ድማ እቲ ምሳኻትኩም ሓድነት ዘለዎ ክርስቶስ፡ ንኽብሩ እውን ዘሎኩም ተስፋ እዩ።+