መዝሙር
א [ኣሌፍ]
ንየሆዋ ዚፈርሆ ሰብ ሕጉስ እዩ፣+
ב [ቤት]
ንሱ ብትእዛዛቱ ኣዝዩ ባህ ይብሎ።+
ג [ጊሜል]
2 ዘርኡ ኣብ ምድሪ ሓያል ይኸውን፣
ד [ዳሌጥ]
ወለዶ ቕኑዓት ከኣ ኪባረኽ እዩ።+
ה [ሄ]
3 ጥሪትን ሃብትን ኣብ ቤቱ እዩ፣
ו [ዋው]
ጽድቁ ድማ ንዘለኣለም ይነብር።
ז [ዛይን]
4 ንቕኑዓት ከኣ፡ ኣብ ጸልማት ከም ብርሃን ይበርሃሎም።+
ח [ሔት]
ט [ጤት]
י [ዮድ]
ነገሩ ብፍትሒ ይገብር።
כ [ካፍ]
ל [ላሜድ]
ጻድቕ ንዘለኣለም ይዝከር።+
מ [ሜም]
נ [ኑን]
ס [ሳሜኽ]
8 ልቡ ዘይናወጽ* እዩ፣ ንሱ ኣይፈርህን እዩ።+
ע [ዓይን]
ኣብ መወዳእታ ንተጻረርቱ ብዓወት ኪርእዮም እዩ።+
פ [ፌ]
צ [ጻዴ]
ጽድቁ ንዘለኣለም ይነብር።+
ק [ቆፍ]
ብርታዐኡ* ብኽብሪ ልዕል ኪብል እዩ።
ר [ሬሽ]
10 እኩይ ነዚ ርእዩ ኺሓርቕ እዩ።
ש [ሺን]
ኣስናኑ ኺሕርቅም፡ ንሱ እውን ኪሓቅቕ እዩ።
ת [ታው]
ትምኒት እኩያት ኪጠፍእ እዩ።+