መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን 2022
ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም
ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ሃዋርያ ጳውሎስ ንርእሱ ኸም “ቍላዕ” ገይሩ ኺገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (1ቈረ 15:8)፡ መስ.
መን እዮም ኣብ ምድሪ ዚትንስኡ፧ እንታይ ዓይነት ትንሳኤኸ እዮም ዚረኽቡ፧ መስ.
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ማሕላ እንታይ ይብል፧ ሚያ.
ዝቐደመ መውስቦን ሓድሽ መውስቦን ኣብ ጉባኤ ብኸመይ ከም ዚርአ፡ ሚያ.
የሱስ፡ “ኣብ ምድሪ ሰላም ከምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም” ኪብል ከሎ፡ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (ማቴ 10:34, 35)፡ ሓም.
ዳዊት ንመፊቦሸት ከም ‘ዝራሕርሓሉ፡’ ጸኒሑ ግና ኪቕተል ኣሕሊፉ ዝሃቦ ስለምንታይ እዩ፧ (2ሳሙ 21:7-9)፡ መጋ.
ዳዊት እቲ ዘማሪ ንስም ኣምላኽ “ንዘለኣለም” ከም ዚውድሶ ኺጽሕፍ ከሎ፡ ዘይከውን ነገር ይዛረብ ድዩ ነይሩ፧ (መዝ 61:8)፡ ታሕ.
ታሪኽ ህይወት
ብዛዕባ የሆዋ ኽምሃርን ክምህርን ምኽኣለይ ኣሐጒሱኒ (ሊዮን ዊቨር ጁንየር)፡ መስ.
“ንየሆዋ እየ ኽዓዪ ደልየ” (ዳንየል ቫን ማሩል)፡ ሕዳ.
ካብ ሕክምና ዚበልጽ ነገር ረኺበ (ረኔ ሩልማን)፡ ለካ.
የሆዋ ንመገደይ ኬቕንዖ ፈቒደሉ (ኪት ኢተን)፡ ሓም.
ትፈልጥዶ፧
ማርዶካይ ብሓቂ ዝነበረ ሰብ ድዩ፧ ሕዳ.
ሮማውያን ኣብ ጕንዲ ዝሰቐልዎ ሰብ ንቡር ቀብሪ ኺግበረሉ ይፈቕዱ ነይሮም ድዮም፧ ሰነ
ባሬቶታት ኰና ረገቢት ንመስዋእቲ ቕቡላት ምዃነን ጠቓሚ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ ለካ.
ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓመታትን ኣዋርሕን ብኸመይ እዩ ዚቝጸር ነይሩ፧ ሰነ
እስራኤላውያን ገዝሚ ዜግዝሙ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ ለካ.
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
1922—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
“ሕጊ ለውሃት” ይደርኽካ፡ ሰነ
‘ንምድሪ ንምውራስ’ ድሉው ዲኻ፧ ታሕ.
ንኣኽላባተይ እተዋህቦም ብሽኮቲ (ምስክርነት ዓረብያ)፡ ሚያ.
ንጭንቀት ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧ ሚያ.
ጥንታውያን እስራኤላውያን ይዋግኡ ኻብ ነበሩ፡ ንሕናኸ ስለምንታይ ዘይንዋጋእ፧ ጥቅ.
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ህዝቢ የሆዋ፡ ጽድቂ ይፈትዉ፡ ነሓ.
መንግስቲ ኣምላኽ ቈይማ ኣላ! ሓም.
“ምሳይ ኣብ ገነት ክትከውን ኢኻ፡” ታሕ.
ምኽርኻስ “ንልቢ የሐጕሶ” ድዩ፧ ለካ.
ስምካ ኣብ “መጽሓፍ ህይወት” ኣሎዶ፧ መስ.
ራእይ—ሎሚ ንዓኻ ዘለዎ ትርጉም፡ ግን.
ራእይ—ንመጻኢኻ ዘለዎ ትርጉም፡ ግን.
ራእይ—ንጸላእቲ ኣምላኽ ዘለዎ ትርጉም፡ ግን.
“ቃላት ጥበበኛታት ስማዕ፡” ለካ.
‘በታ ሓቂ ተመላለሱ፡’ ነሓ.
ብሓጐስ ምእንቲ ኽንጻወር፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧ ሕዳ.
“ብቓል . . . ኣርኣያ” ዲኻ፧ ሚያ.
“ብየሆዋ ተስፋ ግበር፡” ሰነ
ተኣማንነትካ ኺፍተን ከሎ፡ ቀልብኻ ሓሉ፡ ሕዳ.
ተግባር የሆዋ ወትሩ ቕኑዕ ምዃኑስ ትኣምን ዲኻ፧ ለካ.
ነቲ ሓላዊና ዝዀነ የሱስ ደግፎ፡ ሓም.
‘ነቲ ኣረጊት ስብእና ኽትቅንጥጦ’ ትኽእል ኢኻ፡ መጋ.
ናይ ሓቂ ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ ጥቅ.
ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንሓጐስካ የዕዝዞ፡ መጋ.
ናይ ሓቂ ጥበብ ትጭድር ኣላ፡ ጥቅ.
“ንሓድሕድኩም . . . ተሃናነጹ፡” ነሓ.
“ንብዙሓት ናብ ጽድቂ ዜምጽኡ፡” መስ.
ንኣሕዋትካ እመኖም፡ መስ.
ንክርስትያናዊት ተስፋኻ ወትሩ ኣደልድላ፡ ጥቅ.
ንኻልኦት ብምግልጋል፡ ንየሱስ ምሰሎ፡ ለካ.
ንዓኻ ዚጸሉ ጥንታዊ ትንቢት፡ ሓም.
ንዘለኣለም ክንነብር ንኽእል ኢና፡ ታሕ.
ንየሆዋ ዓቕምኻ ብምሃብ፡ ተሓጐስ፡ ሚያ.
“ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ፡” ጥሪ
ንፍሉይ መሰል ጸሎት ኣኽቢርካ ርኣዮ፡ ሓም.
ኣብ ህይወትና ዚመርሓና ጥበብ፡ ግን.
ኣብ ቅድሚ የሆዋ ‘ንጽህናኦም ዚሕልዉ ሕጉሳት እዮም፡’ ጥቅ.
ኣብ በዓል ዝኽሪ እንእከብ ስለምንታይ ኢና፧ ጥሪ
ኣብ ጽንኩር እዋን፡ ሰላም ርኸብ፡ ታሕ.
ኣብ ጽንኩር እዋን፡ ንኻልኦት ሓግዝ፡ ታሕ.
ኣቱም መንእሰያት፡ ድሕሪ ጥምቀት ቀጻሊ ዕቤት ግበሩ፡ ነሓ.
ኣቱም ሽማግለታት፡ ንሃዋርያ ጳውሎስ ምሰልዎ፡ መጋ.
ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም፡ ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ሓግዝዎም፡ ግን.
ኣትን ኣዴታት፡ ካብ ኤውንቄ ተምሃራ፡ ሚያ.
ኣገልግሎትና ምእንቲ ኽንፍጽም፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧ ሕዳ.
እሙን ኩን፡ መስ.
እቲ ንዘካርያስ እተራእዮስ ይረኣየካዶ ኣሎ፧ መጋ.
“እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን፡” ጥሪ
ከመይ ጌርካ ኢኻ መንፈሳዊ ሸቶታት ከተውጽእን ክትወቅዕን እትኽእል፧ ሚያ.
ካብቲ ንእሽቶ ሓዉ ንየሱስ ተምሃር፡ ጥሪ
ካብ ንብዓት የሱስ እንምሃሮ ትምህርቲ፡ ጥሪ
ካብ የሆዋ ሓደ እኳ ኣይፍለኻ፡ ሕዳ.
የሆዋ ነቶም ይቕረ ዚብሉ ይባርኾም፡ ሰነ
የሆዋ ንህዝቡ ይሕልዎም፡ ነሓ.
የሆዋ—ካብ ኵሉ ዝዓበየ ይቕረ በሃሊ፡ ሰነ
ድሕሪ ጥምቀት እውን ‘ሓድሽ ስብእና ልበስ፡’ መጋ.
ፍቕሪ ንፍርሂ ኸነሰንፍ ትሕግዘና፡ ሰነ
ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ
ንዓንኬል ጽልኢ ምስባሩ፡ ቍ. 1
ንቕሑ!
ህውከት ዝመልኣ ዓለም—ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ትኽእል፧ ቍ. 1